ላዕለዎት ወታሃደራውያን መኮንናትን ሓለፍቲን ጸጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት ከም ዝድግፉን ግዚያዊ ምምሕዳር ድማ ምትዕርራይ ...
ንዶባት ኣመሪካ ክከታተል ብፕረዚደንት ትራምፕ ዝተመዘዘ ቶም ሆማን ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎምን ስግኣት ጸጥታን ዝኾኑን ሰባት ካብ ሃገር ምጥራዝ ቀዳምነት`ቲ ምምሕዳር ምዃኑ ተዛሪቡ። ብሓፈሽኡ ግን ...
ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፡ ሰንበት 26 ጥሪ 2025 ኣብ ቤተ ክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ደብረ-ጽዮን ቅድስት ማርያም ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል ስርዓተ ሲመትን ጸሎተ-ተቐብኦን፡ ንብጹእ ...
ኣብ መንጎ መሪሕነት ኮሎምቢያን ኣመሪካን ዝጸንሐ ወጥሪ ምስጓግ ስደተኛታት ከም ዝተረጋግአ ካብ ቤተ መንግስቲ ዋይት-ሃውስ ዝወጽእ መግለጺ ይሕብር። ብመሰረት እቲ፡ ኮሎምቢያ ነቲ ኣቐዲማ ነጺጋቶ ...
ብሩዋንዳ ከም ዝድገፉ ዝግለጹ ደባይ ተዋጋእቲ ኤም-23 ሰኑይ ንርእሰ-ከተማ ሰሜን ኪቩ ዝዀነት ጎማ ድሕሪ ምቍጽጻሮሞ፡ ነበርቲ ነብሶም ንምድሓን ይሃድሙ ከም ዘለዉ ኣሶሸይትድ ፕረስ ኣስፊሩ። ካብ ...
(ህወሓት) ድሕሪ ዝተፈጥረ ፍልልይን ድሒሩ ብኣመርራሓ ሰራዊት ዝተወሃበ መርገፂን፡ ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከተማ መቐለ፡ እቲ ፍልልይ ናብ ካልእ ጎንፂ ከይዓርግ ሰጊኦም ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ...
ግጭት አብ ዝራኣየሎም ዞባታት ኢትዮጵያ፣ ብዘይ ፍርዲ ምቅታል፣ ሞት ሰላማዊያን ሰባት፣ ጉድኣት ኣካል፣ ዕንወትን ዘረፋን ንብረት፣ ብሃውሪን ብጅምላን ዝተናወሐን ማእሰርቲ፣ ኣገዲድካ ምስዋር፣ ጭውያን ...
ትማሊ ሰኑይ 20 ጥሪ 2025 ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ድሕሪ ጽንብል ንዝተፈላለዩ ክስርሓሎም ዝጸንሑ ፖሊሲታት ዝልውጡ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ። ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ...
ኣርባዕተ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣኽሱም፡ ተመሃሮ ኣመንቲ እስልምና ሕጃብ ለቢሰን ንኸይመሃራ ድሕሪ ምእጋዱ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ወገናት ክልል ትግራይ መዛረቢ ዛዕባ ኰይኑ ኣሎ። በበይኖም ኣካላት እቲ ጉዳይ፡ ...
ዘይንቡር ቀዝሒን ውርጪን ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኣመሪካን ኣብቲ ብልምዲ ብዙሕ ዘይጽሎ ኣከባቢን ይሃርም ብምህላዉ ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕጸዋን ካልእ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክበዂርን ድፍኢት ገይሩ ኣሎ። ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ወረዳ ዳውንት ናብ ደሴ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ተገልቢጣ 25 ሰባት ምሟቶም ፖሊስ ዞባ ሰሜን ወሎ ኣፍልጡ። እቲ ሓደጋ መኪና ኣብቲ ዕጡቓት ፋኖ ዝቆጻጸርዎ ቦታ ...
ኲናት ሱዳን ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2023 ካብ ዝተወለዐሉ ጊዜ ጀሚሩ፣ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ሞይቶም፣ ልዕሊ 12 ሚልዮን ድማ ካብ መንበሪኦም ተፈናቒሎም ኣለዉ። ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ፣ ...